SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

Kategorier: Nyheter og politikk

Hør på den siste episoden:

ሎሚ ብዙሓት ኤርትራዊያን ንኡጋንዳ ከም ካልኣይትቲ ዓዶም ሓሲቦም ኣብታ ሃገር ከውፍሩ ደቆም ከምህሩን ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ክሳተፉን ትካላት ሃይማኖት ከዐንብቡን ይረኣዩ ኣለዉ። ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል'ውን ኣብ ኡጋንዳ ንልዕሊ 13 ዓመታት ኣብዝነብረሉ ዘሎ ነቶም ኣብቲ ሃገር ዝነብሩ ኤርትራዊያን ዝተፈላልዩ ሞያታት ክሕዙን ብማሕበራዊ መድያ ዘንቅሑን ዘለዉ እዩ። እቲ ንሱ ኣብታ ሃገር ዝገብሮ ንጥፈታት፡ ኣብ ኡጋንዳ ዘሎ ዕድላትን ግድላትን ሰፊሕ መብርሂ ሂቡና ኣለዉ።

Tidligere episoder

  • 5349 - "ሰብ ካብ መፈጠሩ እናረሓቐ እንተኸይዱ፡ እናጎሃየን ትርጉም ህይወት እናሰኣነን'ዩ ዝኸይድ" ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል 
    Sun, 03 Nov 2024
  • 5348 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (31 ጥቅምቲ 2024) 
    Thu, 31 Oct 2024
  • 5347 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (31 ጥቅምቲ 2024) 
    Thu, 31 Oct 2024
  • 5346 - ኣብ ፈለማ ዘቤታዊ ዓመጽ ብኸመይ ደው ተብሎ? 
    Wed, 30 Oct 2024
  • 5345 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2024) 
    Wed, 30 Oct 2024
Vis flere episoder

Flere norgesiske nyheter og politikk-podcaster

Flere internasjonale nyheter og politikk-podcaster

Velge podcast kategori